ቻይና፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኵሉ ካብ ቻይና ናብ ኣመሪካ ዝኣቱ ፍርያት 10 ሚእታዊት ቀረጽ ድሕሪ ምስልዑ፡ ሕነኣ ንምፍዳይ ንዝተወሰኑ ኣቑሑት ኣመሪካ ዒላማ ገይራ ቀረጽ ከተንብረሉ ...